ግብሪ ሃዋርያት 10:47, 48 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 47 “እዚኣቶም ከማና መንፈስ ቅዱስ ካብ ተቐበሉስ፡ ከይጥመቑ ማይ ኪኽልክሎም ዚኽእል ደኣ መን እዩ፧”+ ኢሉ መለሰ። 48 ብስም የሱስ ክርስቶስ ኪጥመቑ ኸኣ ኣዘዘ።+ ድሕርዚ፡ ቍሩብ መዓልትታት ምሳታቶም ኪቕኒ ለመንዎ። ግብሪ ሃዋርያት 19:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 እሞ፡ “ምስ ኣመንኩምሲ፡ መንፈስ ቅዱስዶ ተቐቢልኩም፧” በሎም።+ ንሳቶም ከኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ከም ዘሎ እኳ ኣይሰማዕናን” ኢሎም መለሱሉ። 3 ንሱ ድማ፡ “ብምንታይ ደኣ ተጠሚቕኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ብናይ ዮሃንስ ጥምቀት” በልዎ።+
47 “እዚኣቶም ከማና መንፈስ ቅዱስ ካብ ተቐበሉስ፡ ከይጥመቑ ማይ ኪኽልክሎም ዚኽእል ደኣ መን እዩ፧”+ ኢሉ መለሰ። 48 ብስም የሱስ ክርስቶስ ኪጥመቑ ኸኣ ኣዘዘ።+ ድሕርዚ፡ ቍሩብ መዓልትታት ምሳታቶም ኪቕኒ ለመንዎ።
2 እሞ፡ “ምስ ኣመንኩምሲ፡ መንፈስ ቅዱስዶ ተቐቢልኩም፧” በሎም።+ ንሳቶም ከኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ከም ዘሎ እኳ ኣይሰማዕናን” ኢሎም መለሱሉ። 3 ንሱ ድማ፡ “ብምንታይ ደኣ ተጠሚቕኩም፧” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ብናይ ዮሃንስ ጥምቀት” በልዎ።+