-
ግብሪ ሃዋርያት 22:12, 13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 “ሃናንያ ዚብሃል ከም ሕጊ ገይሩ ንኣምላኽ ዚፈርህ፡ ኣብኣ ብዚነብሩ ዅሎም ኣይሁድ ከኣ ጽቡቕ እተመስከረሉ ሰብኣይ፡ 13 ናባይ መጺኡ። ኣብ ጥቓይ ደው ኢሉ ኸኣ፡ ‘ሳውል ሓወይ፡ ርአ!’ ኢሉኒ። ሽዑ፡ ኣዒንተይ ኣልዒለ ርእየዮ።+
-