2 ቈረንቶስ 11:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ከም ጽሉል እየ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጾም እየ፦ ሕልፊ ጽዒረ፡+ ዝያዳ ተኣሲረ፡+ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እየ።+ 2 ቈረንቶስ 11:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ብዙሕ ሳዕ ኣብ ጕዕዞ፡ ካብ ኣፍላግ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ከተርቲ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ደቂ ዓደይ ኣብ ሓደጋ፡+ ካብ ኣህዛብ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ ከተማ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ በረኻ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ መንጎ ናይ ሓሶት ኣሕዋት ኣብ ሓደጋ ነይረ እየ፣
23 ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ከም ጽሉል እየ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጾም እየ፦ ሕልፊ ጽዒረ፡+ ዝያዳ ተኣሲረ፡+ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እየ።+
26 ብዙሕ ሳዕ ኣብ ጕዕዞ፡ ካብ ኣፍላግ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ከተርቲ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ደቂ ዓደይ ኣብ ሓደጋ፡+ ካብ ኣህዛብ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ ከተማ ኣብ ሓደጋ፡+ ኣብ በረኻ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ መንጎ ናይ ሓሶት ኣሕዋት ኣብ ሓደጋ ነይረ እየ፣