-
ግብሪ ሃዋርያት 9:38መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
38 ልዳ ጥቓ ዮጴ ስለ ዝነበረት፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ጴጥሮስ ኣብታ ኸተማ እቲኣ ኸም ዘሎ ምስ ሰምዑ፡ “ከይደንጐኻ ግዳ ምጸና” ኢሎም ምእንቲ ኺልምንዎ ኽልተ ሰብኡት ለኣኹሉ።