ዮሃንስ 18:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ሽዑ፡ ንየሱስ ካብ ቀያፋ ናብ ቤት እቲ ሹም ወሰድዎ።+ ንግሆ ድማ ነበረ። ንሳቶም ግና ፋስጋ ምእንቲ ኺበልዑስ፡ ከይረኽሱ፡+ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣይኣተዉን።
28 ሽዑ፡ ንየሱስ ካብ ቀያፋ ናብ ቤት እቲ ሹም ወሰድዎ።+ ንግሆ ድማ ነበረ። ንሳቶም ግና ፋስጋ ምእንቲ ኺበልዑስ፡ ከይረኽሱ፡+ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣይኣተዉን።