ኢሳይያስ 11:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብ ልዕሊኡ ኸኣ መንፈስ የሆዋ፡+መንፈስ ጥበብን+ ኣእምሮን፡መንፈስ ምኽርን ሓይልን፡+መንፈስ ፍልጠትን ፍርሃት የሆዋን ኪዓርፍ እዩ። ኢሳይያስ 42:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 እንሆ፡ ዝድግፎ ጊልያይ!+ ዝሰምሮ*+ ሕሩየይ!+ መንፈሰይ ኣብኡ ኣሕዲረ ኣለኹ፣+ንኣህዛብ ፍትሒ ኼምጽኣሎም እዩ።+ ኢሳይያስ 61:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 61 ንዓቃላት* ከበስሮም የሆዋ ስለ ዝቐብኣኒ፡+መንፈስ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ።+ ስቡር ንዝልቦም ክዝንን፡ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ንእሱራት ከኣ ምንቋሕ ዓይኒ ኽእውጅ ልኢኹኒ፣+ ማቴዎስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሱስ ምስ ተጠምቀ፡ ብኡብኡ ኻብ ማይ ወጸ፣ እንሆ፡ ሰማያት ተኸፍተ፣+ መንፈስ ኣምላኽ ከም ርግቢ ወሪዱ ኸኣ፡ ኣብኡ ኺዓርፍ ከሎ ረኣየ።+
61 ንዓቃላት* ከበስሮም የሆዋ ስለ ዝቐብኣኒ፡+መንፈስ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኣብ ልዕለይ እዩ።+ ስቡር ንዝልቦም ክዝንን፡ንምሩኻት ምውጻእ ሓራ፡ንእሱራት ከኣ ምንቋሕ ዓይኒ ኽእውጅ ልኢኹኒ፣+ ማቴዎስ 3:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሱስ ምስ ተጠምቀ፡ ብኡብኡ ኻብ ማይ ወጸ፣ እንሆ፡ ሰማያት ተኸፍተ፣+ መንፈስ ኣምላኽ ከም ርግቢ ወሪዱ ኸኣ፡ ኣብኡ ኺዓርፍ ከሎ ረኣየ።+