-
ሮሜ 14:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ስለዚ ኸኣ እዩ ክርስቶስ ጐይታ ምዉታትን ህያዋንን ምእንቲ ኪኸውን ኢሉ፡ ዝሞተን ህያው ዝዀነን።+
-
-
1 ጴጥሮስ 4:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ንሳቶም ግና ነቲ ንህያዋንን ንምዉታትን ኪፈርድ ተዳልዩ ዘሎ፡ ጸብጻብ ኪህብዎ እዮም።+
-