ሉቃስ 21:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ቅድሚ እዚ ዅሉ ግና፡ ኪሕዙኹምን ኪሰጕጉኹምን፡+ ናብ ምኵራባትን ኣብያተ ማእሰርትን ከኣ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም እዮም። ምእንቲ ስመይ፡ ኣብ ቅድሚ ነገስታትን ሹማምንትን ክትቀርቡ ኢኹም።+
12 “ቅድሚ እዚ ዅሉ ግና፡ ኪሕዙኹምን ኪሰጕጉኹምን፡+ ናብ ምኵራባትን ኣብያተ ማእሰርትን ከኣ ኣሕሊፎም ኪህቡኹም እዮም። ምእንቲ ስመይ፡ ኣብ ቅድሚ ነገስታትን ሹማምንትን ክትቀርቡ ኢኹም።+