-
ማርቆስ 14:70መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
70 ንሱ ድማ ከም ብሓድሽ ከሓደ። ድሕሪ ቝሩብ ግዜ ኸኣ፡ እቶም ደው ዝበሉ ኸም ብሓድሽ ንጴጥሮስ፡ “ገሊላዊ ኢኻ እሞ፡ ብሓቂ ኻባታቶም ኢኻ” በልዎ።
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 1:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 “ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ደው ኢልኩም ናብ ሰማይ ትጥምቱ ኣለኹም፧ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዓረገ የሱስ፡ ከምቲ ናብ ሰማይ ኪኸይድ ከሎ ዝረኣኹምዎ፡ ከምኡ ገይሩ ኸኣ ኪመጽእ እዩ” ድማ በልዎም።
-