ሮሜ 1:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንሱ ኻብ ምዉታት ብምትንሳኡ፡+ ብመንፈስ ቅድስና ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ብሓይሊ ተጋሂዱ እዩ፣+ ንሱ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ እዩ።