መዝሙር 16:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ንዓይ* ኣብ መቓብር* ኣይትሓድገንን ኢኻ።+ እሙንካ ጕድጓድ ኪርኢ* እውን ኣይትፈቅድን ኢኻ።+ ግብሪ ሃዋርያት 2:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 ብዛዕባ ትንሳኤ ክርስቶስ፡ ንሱ ኣብ መቓብር* ከም ዘይሕደግ፡ ስጋኡ እውን ጥፍኣት* ከም ዘይርኢ፡ ኣቐዲሙ ርእዩ ተዛሪቡ እዩ።+