ኢሳይያስ 45:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንገሩ፡ ጕዳይኩም ኣቕርቡ። ብሓደ ይማኸሩ። ነዚ ነገር እዚ ቐደም ዘስምዐ፡ካብ ጥንቲ ኸኣ ዝነገረ መን እዩ፧ ኣነ የሆዋ ደይኰንኩን፧ ብዘይካይ ካልእ ኣምላኽ የልቦን፣ብዘይካይ ጻድቕ ኣምላኽን መድሓንን የልቦን።+
21 ንገሩ፡ ጕዳይኩም ኣቕርቡ። ብሓደ ይማኸሩ። ነዚ ነገር እዚ ቐደም ዘስምዐ፡ካብ ጥንቲ ኸኣ ዝነገረ መን እዩ፧ ኣነ የሆዋ ደይኰንኩን፧ ብዘይካይ ካልእ ኣምላኽ የልቦን፣ብዘይካይ ጻድቕ ኣምላኽን መድሓንን የልቦን።+