ማርቆስ 1:23, 24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ 24 “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧+ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!”+ ሉቃስ 4:41 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 41 ኣጋንንቲ እውን፡ “ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ”+ ኢሎም እናጨደሩ ኻብ ብዙሓት ወጹ። ግናኸ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዝነበሩ፡ እናገንሐ፡ ኪዛረቡ ኣይፈቕደሎምን ነበረ።+
23 በታ ግዜ እቲኣ ድማ፡ ኣብ ምኵራቦም ርኹስ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ነበረ፣ ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ ጨደረ፦ 24 “ኣታ ናዝሬታዊ የሱስ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎና፧+ ከተጥፍኣናዶ መጺእካ፧ መን ምዃንካ ብልክዕ ፈሊጠካ ኣለኹ፣ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ኢኻ!”+
41 ኣጋንንቲ እውን፡ “ንስኻ ወዲ ኣምላኽ ኢኻ”+ ኢሎም እናጨደሩ ኻብ ብዙሓት ወጹ። ግናኸ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ይፈልጡ ስለ ዝነበሩ፡ እናገንሐ፡ ኪዛረቡ ኣይፈቕደሎምን ነበረ።+