ዮሃንስ 10:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣነ ንህይወተይ* መሊሰ ምእንቲ ኽረኽባ፡ ኣሕሊፈ ስለ ዝህባ፡+ ስለዚ እዩ ኣቦ ዜፍቅረኒ።+ 18 ባዕለይ እየ ኣሕሊፈ ዝህባ እምበር፡ ካባይ ዚወስዳስ የልቦን። ኣሕሊፈ ኽህባ ስልጣን ኣሎኒ፣ መሊሰ ኽረኽባ እውን ስልጣን ኣሎኒ።+ ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ ተቐቢለያ።”
17 ኣነ ንህይወተይ* መሊሰ ምእንቲ ኽረኽባ፡ ኣሕሊፈ ስለ ዝህባ፡+ ስለዚ እዩ ኣቦ ዜፍቅረኒ።+ 18 ባዕለይ እየ ኣሕሊፈ ዝህባ እምበር፡ ካባይ ዚወስዳስ የልቦን። ኣሕሊፈ ኽህባ ስልጣን ኣሎኒ፣ መሊሰ ኽረኽባ እውን ስልጣን ኣሎኒ።+ ነዛ ትእዛዝ እዚኣ ኻብ ኣቦይ እየ ተቐቢለያ።”