ህዝቅኤል 33:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሓደ ኸኣ ነቲ ደሃይ መለኸት ሰሚዑ ኽነሱ እንተ ዘይተጠንቂቑ፡+ ሰይፊ መጺኡ ድማ ንህይወቱ እንተ ኣጥፊእዋ፡* ደሙ ኣብ ርእሱ ኪኸውን እዩ።+