ግብሪ ሃዋርያት 14:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሳቶም ከኣ ብስልጣን እቲ ትእምርትታትን ተኣምራትን ብኣእዳዎም ኪግበር እናፈቐደ ንቓል ጸጋኡ ዝመስከረ የሆዋ* ብትብዓት እናተዛረቡ፡ ነዊሕ ግዜ ጸንሑ።+