ግብሪ ሃዋርያት 16:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ናብቲ ጸሎት ዚግበሮ ቦታ ኽንከይድ ከለና ድማ፡ መንፈስ ጥንቈላ+ ዝሓደራ ገረድ ኣጓነፈትና። ንሳ ንጐይተታ፡ ብጥንቈላኣ ብዙሕ ተርብሖም ነበረት።