ኤፌሶን 6:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ሃለዋተይን እንታይ እገብር ከም ዘለኹን ምእንቲ ኽትፈልጡ ኸኣ፡ ትኪቆስ+ እቲ ፍቑር ሓውን ብጐይታ እሙን ኣገልጋልን፡ ኵሉ ኼፍልጠኩም እዩ።+ ቈሎሴ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ትኪቆስ+ እቲ ፍቑር ሓወይን እሙን ኣገልጋልን ብጐይታ ብጻየይ ባርያን፡ ኵሉ ሃለዋተይ ኬፍልጠኩም እዩ። 2 ጢሞቴዎስ 4:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንትኪቆስ+ ግና ናብ ኤፌሶን ሰዲደዮ ኣለኹ።