ግብሪ ሃዋርያት 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ገሊኦም ካብ ይሁዳ ወረዱ እሞ፡ ነቶም ኣሕዋት፡ “ከም ልምዲ ሙሴ እንተ ዘይተገዚርኩም፡+ ክትድሕኑ ኣይትኽእሉን ኢኹም” ኢሎም መሃርዎም።