ግብሪ ሃዋርያት 24:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ድሕሪ ሓሙሽተ መዓልቲ፡ ሃናንያ+ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ገሊኦም ዓበይትን ጠርጠሎስ ምስ ዚብሃል ክኢላ ተዛራብን* ወረደ፣ ንሳቶም ድማ ኣንጻር ጳውሎስ ዝነበሮም ጕዳይ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ኣቕረቡ።+
24 ድሕሪ ሓሙሽተ መዓልቲ፡ ሃናንያ+ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ገሊኦም ዓበይትን ጠርጠሎስ ምስ ዚብሃል ክኢላ ተዛራብን* ወረደ፣ ንሳቶም ድማ ኣንጻር ጳውሎስ ዝነበሮም ጕዳይ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ኣቕረቡ።+