ሉቃስ 23:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ኵላቶም ተንሲኦም ከኣ፡ ናብ ጲላጦስ ወሰድዎ።+ 2 “እዚ ንህዝብና ኼስድዖም፡ ንቄሳር ግብሪ ኸይግብሩ ኪኽልክሎም፡+ ንሱ ባዕሉ ክርስቶስ ንጉስ ከም ዝዀነ ኸኣ ኪዛረብ ከሎ ረኺብናዮ”+ ኢሎም ድማ ኪኸስስዎ ጀመሩ።+
23 ኵላቶም ተንሲኦም ከኣ፡ ናብ ጲላጦስ ወሰድዎ።+ 2 “እዚ ንህዝብና ኼስድዖም፡ ንቄሳር ግብሪ ኸይግብሩ ኪኽልክሎም፡+ ንሱ ባዕሉ ክርስቶስ ንጉስ ከም ዝዀነ ኸኣ ኪዛረብ ከሎ ረኺብናዮ”+ ኢሎም ድማ ኪኸስስዎ ጀመሩ።+