ግብሪ ሃዋርያት 8:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ፊልጶስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን+ ብዛዕባ ስም የሱስ ክርስቶስን ኣበሲርዎም ምስ ኣመንዎ ግና፡ ሰብኡትን ኣንስትን ተጠምቁ።+ ግብሪ ሃዋርያት 18:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ክሪስጶስ+ እቲ መራሕ ምኵራብ ድማ፡ ምስ ኵሎም ቤተ ሰቡ ብጐይታ ኣመነ። ብዙሓት ካብ ሰብ ቈረንቶስ እውን ሰሚዖም ኣመኑን ተጠምቁን።