ግብሪ ሃዋርያት 23:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ጳውሎስ ድማ ገሊኣቶም ሰዱቃውያን፡ ገሊኣቶም ከኣ ፈሪሳውያን ምዃኖም ምስ ፈለጠ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዓው ኢሉ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ኣነ ፈሪሳዊ+ ወዲ ፈሪሳውያን እየ። ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤ ምዉታት እፍረድ ኣለኹ” በለ።
6 ጳውሎስ ድማ ገሊኣቶም ሰዱቃውያን፡ ገሊኣቶም ከኣ ፈሪሳውያን ምዃኖም ምስ ፈለጠ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዓው ኢሉ፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ኣነ ፈሪሳዊ+ ወዲ ፈሪሳውያን እየ። ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤ ምዉታት እፍረድ ኣለኹ” በለ።