ግብሪ ሃዋርያት 24:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ክልተ ዓመት ምስ ሓለፈ፡ ፌሊክስ ብጶርቅዮስ ፌስጦስ ተተክአ፣ ፌሊክስ ሞገስ ኣይሁድ ኪረክብ ስለ ዝደለየ ኸኣ፡+ ንጳውሎስ ብእሱሩ ሓደጎ።