ግብሪ ሃዋርያት 27:9, 10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ብዙሕ ግዜ ምስ ሓለፈ፡ ጾም መዓልቲ ዕርቂ+ ሓሊፉ ስለ ዝነበረ፡ ብመርከብ ዚግበር ጕዕዞ ሓደገኛ ብምንባሩ፡ ጳውሎስ ከምዚ ኢሉ ተማሕጸኖም፦ 10 “ኣቱም ሰባት፡ እዚ ጕዕዞ እዚ ንጽዕነትን ንመርከብን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንህይወትና* እውን ጕድኣትን ብዙሕ ጥፍኣትን ከም ዜምጽእ ይርኣየኒ ኣሎ።”
9 ብዙሕ ግዜ ምስ ሓለፈ፡ ጾም መዓልቲ ዕርቂ+ ሓሊፉ ስለ ዝነበረ፡ ብመርከብ ዚግበር ጕዕዞ ሓደገኛ ብምንባሩ፡ ጳውሎስ ከምዚ ኢሉ ተማሕጸኖም፦ 10 “ኣቱም ሰባት፡ እዚ ጕዕዞ እዚ ንጽዕነትን ንመርከብን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንህይወትና* እውን ጕድኣትን ብዙሕ ጥፍኣትን ከም ዜምጽእ ይርኣየኒ ኣሎ።”