-
ግብሪ ሃዋርያት 23:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 “ቅላውዴዎስ ሊስያስ ናብቲ ኽቡር ፌሊክስ እቲ ሹም፦ ሰላም።
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 23:29መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
29 ብዛዕባ ኽርክር ሕጎም ከም ዝኸሰስዎ ደኣ እየ ረኺበ እምበር፡+ ናብ ሞት ወይስ ናብ ማእሰርቲ ዜብጽሕ ሓንቲ ኽሲ እኳ ኣይረኸብኩሉን።
-