ገላትያ 2:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንሕና ብትውልዲ ኣይሁድ ዘበልና፡ ካብቶም ሓጥኣን ኣህዛብ እውን ዘይኰንና፡ 16 ሰብ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ ብየሱስ ክርስቶስ ብምእማን+ ከም ዚጸድቕ* ንፈልጥ ኢና።+ እምበኣር፡ ብግብሪ ሕጊ ዚጸድቕ ዋላ ሓደ* ስለ ዘየልቦ፡ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ በቲ ኣብ ክርስቶስ ዘሎና እምነት ምእንቲ ኽንጸድቕ፡ ብክርስቶስ የሱስ ኣሚንና ኣለና።+ ያእቆብ 2:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ሰብ ብእምነት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብግብሪ ኸም ዚጸድቕ፡ ትርእዩ ኣለኹም።
15 ንሕና ብትውልዲ ኣይሁድ ዘበልና፡ ካብቶም ሓጥኣን ኣህዛብ እውን ዘይኰንና፡ 16 ሰብ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ ብየሱስ ክርስቶስ ብምእማን+ ከም ዚጸድቕ* ንፈልጥ ኢና።+ እምበኣር፡ ብግብሪ ሕጊ ዚጸድቕ ዋላ ሓደ* ስለ ዘየልቦ፡ ብግብሪ ሕጊ ዘይኰነስ፡ በቲ ኣብ ክርስቶስ ዘሎና እምነት ምእንቲ ኽንጸድቕ፡ ብክርስቶስ የሱስ ኣሚንና ኣለና።+