ዘዳግም 6:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “ኦ እስራኤል፡ ስማዕ፦ የሆዋ ኣምላኽና ሓደ የሆዋ እዩ።+ 1 ቈረንቶስ 8:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ንዓናስ ኵሉ ኻብኡ ዚኸውን፡ ንሕና ድማ ንዕኡ እንኸውን+ ሓደ ኣምላኽ፡+ ኣቦ፡+ ኣሎና፣ ኵሉ ብእኡ ዚኸውን፡+ ንሕና ኸኣ ብእኡ እንኸውን ሓደ ጐይታ እውን፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ኣሎና። ኤፌሶን 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ልዕሊ ዅሉን ብዅሉን ኣብ ኵሉን ዘሎ ሓደ ኣምላኽን ኣቦ ዅሉን ኣሎ።
6 ንዓናስ ኵሉ ኻብኡ ዚኸውን፡ ንሕና ድማ ንዕኡ እንኸውን+ ሓደ ኣምላኽ፡+ ኣቦ፡+ ኣሎና፣ ኵሉ ብእኡ ዚኸውን፡+ ንሕና ኸኣ ብእኡ እንኸውን ሓደ ጐይታ እውን፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ኣሎና።