ሮሜ 9:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ማለት፡ እቶም በቲ ተስፋ ውሉዳት ዝዀኑ ደኣ እዮም ከም ዘርኢ ዚቝጸሩ እምበር፡+ እቶም ብስጋ ውሉዳት ዝዀኑስ ውሉዳት ኣምላኽ ኣይኰኑን።+ ገላትያ 3:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ብተወሳኺ፡ ናይ ክርስቶስ እንተ ዄንኩም፡ ዘርኢ ኣብርሃም ኢኹም፣+ ብመሰረት እቲ ተስፋ+ ኸኣ ወረስቲ ኢኹም።+