ዘፍጥረት 17:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣቦ ብዙሓት ኣህዛብ ስለ ዝገብረካ፡ ኣብርሃም* ደኣ እምበር፡ ደጊም ስምካ ኣብራም* ተባሂሉ ኣይኪጽዋዕን እዩ።