1 ቈረንቶስ 7:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንዘይተመርዓዉን ንመበለታትን ከኣ፡ ከምዚ ኸማይ ኰይኖም እንተ ነበሩ ይሓይሽ፡ እብል ኣለኹ።+ 9 ርእሶም ኪገትኡ እንተ ዘይክኢሎም ግና፡ ብፍትወት ካብ ምንዳድሲ ምምርዓው ይሓይሽ እሞ፡ ይመርዓዉ።+ 1 ጢሞቴዎስ 5:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እምበኣር፡ እተን ንኣሽቱ መበለታት ኪምርዓዋ፡+ ውሉዳት ኪወልዳ፡+ ቤተን ኪኣልያ፡ ተጻራሪ ዚነቕፈሉ ሓደ ምኽንያት እኳ ኸይህባ እደሊ ኣለኹ።
8 ንዘይተመርዓዉን ንመበለታትን ከኣ፡ ከምዚ ኸማይ ኰይኖም እንተ ነበሩ ይሓይሽ፡ እብል ኣለኹ።+ 9 ርእሶም ኪገትኡ እንተ ዘይክኢሎም ግና፡ ብፍትወት ካብ ምንዳድሲ ምምርዓው ይሓይሽ እሞ፡ ይመርዓዉ።+