ዮሃንስ 8:31, 32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 የሱስ ከኣ ነቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኣይሁድ፡ “ኣብ ቃለይ እንተ ጸኒዕኩም፡ ብሓቂ ደቀ መዛሙርተይ ኢኹም፣ 32 ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፣+ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ” በሎም።+ ያእቆብ 1:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 እቲ ኣብቲ ፍጹም ሕጊ ሓርነት ኣተኲሩ ዚጥምትን+ ብእኡ ዚጸንዕን ግና፡ ግብሪ ዚገብር እምበር፡ ዚርስዕ ሰማዒ ኣይኰነን፣ ብግብሩ ድማ ሕጉስ ኪኸውን እዩ።+
31 የሱስ ከኣ ነቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኣይሁድ፡ “ኣብ ቃለይ እንተ ጸኒዕኩም፡ ብሓቂ ደቀ መዛሙርተይ ኢኹም፣ 32 ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፣+ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ” በሎም።+