ሮሜ 5:3-5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 በዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጸበባ እውን ንተሓጐስ፣*+ ምኽንያቱ፡ ጸበባስ ተጻዋርነት ከም ዜምጽእ ንፈልጥ ኢና፣+ 4 ተጻዋርነት ድማ እተፈተነ ብቕዓት፣+ እተፈተነ ብቕዓት እውን ተስፋ፣+ 5 ፍቕሪ ኣምላኽ በቲ እተዋህበና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልብና ስለ ዝፈሰሰ ኸኣ፡+ እታ ተስፋ እቲኣ ኣይተሕፍርን እያ።+
3 በዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጸበባ እውን ንተሓጐስ፣*+ ምኽንያቱ፡ ጸበባስ ተጻዋርነት ከም ዜምጽእ ንፈልጥ ኢና፣+ 4 ተጻዋርነት ድማ እተፈተነ ብቕዓት፣+ እተፈተነ ብቕዓት እውን ተስፋ፣+ 5 ፍቕሪ ኣምላኽ በቲ እተዋህበና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልብና ስለ ዝፈሰሰ ኸኣ፡+ እታ ተስፋ እቲኣ ኣይተሕፍርን እያ።+