ሮሜ 1:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ብብስራትሲ ኣይሓፍርን እየ፣+ እኳ ደኣስ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዅሉ፡+ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡+ ከምኡ ድማ ንግሪኻዊ፡+ ንድሕነት ዚኸውን ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 17 ከመይሲ፡ ከምቲ፡ “ጻድቕ ግና ብእምነት ይነብር” ዚብል እተጻሕፈ፡+ ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ብእምነትን ንእምነትን ይግለጽ ኣሎ።+
16 ብብስራትሲ ኣይሓፍርን እየ፣+ እኳ ደኣስ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዅሉ፡+ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡+ ከምኡ ድማ ንግሪኻዊ፡+ ንድሕነት ዚኸውን ሓይሊ ኣምላኽ እዩ። 17 ከመይሲ፡ ከምቲ፡ “ጻድቕ ግና ብእምነት ይነብር” ዚብል እተጻሕፈ፡+ ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ብእምነትን ንእምነትን ይግለጽ ኣሎ።+