ዘዳግም 9:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ምስ ሰጐጎም፡ ብልብኻ፡ ‘ብጽድቀይ እዩ የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኽርስተያ ዘእተወኒ’ ኣይትበል።+ የግዳስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦም እዩ+ የሆዋ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።
4 “የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ምስ ሰጐጎም፡ ብልብኻ፡ ‘ብጽድቀይ እዩ የሆዋ ነዛ ምድሪ እዚኣ ኽርስተያ ዘእተወኒ’ ኣይትበል።+ የግዳስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦም እዩ+ የሆዋ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።