ግብሪ ሃዋርያት 28:30, 31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 30 ኣብታ እተኻረያ ቤት ከኣ ክልተ ዓመት ምሉእ ተቐመጠ፣+ ንዅሎም እቶም ናብኡ ዝመጹ እውን ብጽቡቕ ይቕበሎም ነበረ፣ 31 ከይተኸልከለ ድማ ብብዙሕ ትብዓት+ መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሎምን ብዛዕባ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምህሮምን ነበረ። ቈሎሴ 1:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 እዚ ዚኸውን ግና፡ ካብ ተስፋ እቲ ዝሰማዕኩምዎን ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ፍጥረት እተሰብከን ብስራት+ ከይተነቓነቕኩም፡ ኣብታ መሰረት ተሰሪትኩምን+ ጸኒዕኩምን+ ብእምነት እንተ ቐጺልኩም እዩ።+ ኣነ ጳውሎስ ብዛዕባ እዚ ብስራት እዚ እየ ኣገልጋሊ ዀይነ።+ 2 ጢሞቴዎስ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንስኻ ግና ብዅሉ ቐልብኻ ሓሉ፡ መከራ ተጻወር፡+ ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡* ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ፈጽም።+
30 ኣብታ እተኻረያ ቤት ከኣ ክልተ ዓመት ምሉእ ተቐመጠ፣+ ንዅሎም እቶም ናብኡ ዝመጹ እውን ብጽቡቕ ይቕበሎም ነበረ፣ 31 ከይተኸልከለ ድማ ብብዙሕ ትብዓት+ መንግስቲ ኣምላኽ ይሰብከሎምን ብዛዕባ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ይምህሮምን ነበረ።
23 እዚ ዚኸውን ግና፡ ካብ ተስፋ እቲ ዝሰማዕኩምዎን ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንዘሎ ዅሉ ፍጥረት እተሰብከን ብስራት+ ከይተነቓነቕኩም፡ ኣብታ መሰረት ተሰሪትኩምን+ ጸኒዕኩምን+ ብእምነት እንተ ቐጺልኩም እዩ።+ ኣነ ጳውሎስ ብዛዕባ እዚ ብስራት እዚ እየ ኣገልጋሊ ዀይነ።+