ግብሪ ሃዋርያት 15:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣምላኽ ካብ ኣህዛብ ንስሙ ህዝቢ ምእንቲ ኼውጽእ፡ ንፈለማ ግዜ ኸመይ ገይሩ ቘላሕታ ኸም ዝገበረሎም፡ ስምኦን+ ኣዘንትዩ ኣሎ።+