ሮሜ 11:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 እምበኣር፡ ለውሃትን+ ጭከናን ኣምላኽ ተመልከት። ኣብቶም ዝወደቑ ጭከና ኣሎ፣+ ንዓኻ ግና፡ ኣብ ለውሃቱ እንተ ጸኒዕካ፡ ለውሃት ኣምላኽ ኣሎካ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንስኻ እውን ክትቍረጽ ኢኻ። ኤፌሶን 1:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብእኡ፡ ብደሙ በጃ ተኸፊሉልና፡+ ማለት ከም ሃብቲ ጸጋኡ ኣበሳና ተሓዲጉልና ኣሎ።+
22 እምበኣር፡ ለውሃትን+ ጭከናን ኣምላኽ ተመልከት። ኣብቶም ዝወደቑ ጭከና ኣሎ፣+ ንዓኻ ግና፡ ኣብ ለውሃቱ እንተ ጸኒዕካ፡ ለውሃት ኣምላኽ ኣሎካ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንስኻ እውን ክትቍረጽ ኢኻ።