-
1 ቈረንቶስ 8:10, 11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ከመይሲ፡ ሓደ ሰብ ንዓኻ፡ ፍልጠት ንዘሎካ፡ ኣብ ቤት ጣኦት ኣብ መኣዲ ተቐሚጥካ እንተ ርእዩካ፡ ሕልና እቲ ድኹም ንጣኦታት እተሰውአ ኽሳዕ ምብላዕዶ ኣይኪደፍርን እዩ፧ 11 ብፍልጠትካስ እቲ ድኹም፡ ማለት እቲ ምእንታኡ ክርስቶስ ዝሞተሉ ሓውካ ይጠፍእ ኣሎ።+
-