ሮሜ 5:3, 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 በዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጸበባ እውን ንተሓጐስ፣*+ ምኽንያቱ፡ ጸበባስ ተጻዋርነት ከም ዜምጽእ ንፈልጥ ኢና፣+ 4 ተጻዋርነት ድማ እተፈተነ ብቕዓት፣+ እተፈተነ ብቕዓት እውን ተስፋ፣+
3 በዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጸበባ እውን ንተሓጐስ፣*+ ምኽንያቱ፡ ጸበባስ ተጻዋርነት ከም ዜምጽእ ንፈልጥ ኢና፣+ 4 ተጻዋርነት ድማ እተፈተነ ብቕዓት፣+ እተፈተነ ብቕዓት እውን ተስፋ፣+