ሮሜ 7:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ሕጂ ግና ብኣረጊት መገዲ ብጽሑፍ ሕጊ ዘይኰነስ፡+ ብሓድሽ መገዲ ብመንፈስ ባሮት ክንከውን፡+ ነቲ ቐዪዱና ዝነበረ ሕጊ ብሙማትና፡ ካብቲ ሕጊ ተፈቲሕና ኢና።+
6 ሕጂ ግና ብኣረጊት መገዲ ብጽሑፍ ሕጊ ዘይኰነስ፡+ ብሓድሽ መገዲ ብመንፈስ ባሮት ክንከውን፡+ ነቲ ቐዪዱና ዝነበረ ሕጊ ብሙማትና፡ ካብቲ ሕጊ ተፈቲሕና ኢና።+