እብራውያን 2:2, 3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ከመይሲ፡ እቲ ብመላእኽቲ እተነግረ ቓል+ ጽኑዕ ካብ ዚኸውን፡ ኵሉ ኣበሳን ዘይተኣዛዝነትን ከኣ ፍትሓዊ መቕጻዕቲ ኻብ ዚቕበል፡+ 3 ንሕና ግዳ ኽንድዚ ዚኣክል ዓብዪ ድሕነት ዕሽሽ እንብል እንተ ዄንና፡ ከመይ ጌርና ኸነምልጥ ንኽእል፧+ እዝስ ብጐይታ እዩ ኺንገር ጀሚሩ፡+ በቶም ዝሰምዕዎ ኸኣ ተረጋጊጹልና፣
2 ከመይሲ፡ እቲ ብመላእኽቲ እተነግረ ቓል+ ጽኑዕ ካብ ዚኸውን፡ ኵሉ ኣበሳን ዘይተኣዛዝነትን ከኣ ፍትሓዊ መቕጻዕቲ ኻብ ዚቕበል፡+ 3 ንሕና ግዳ ኽንድዚ ዚኣክል ዓብዪ ድሕነት ዕሽሽ እንብል እንተ ዄንና፡ ከመይ ጌርና ኸነምልጥ ንኽእል፧+ እዝስ ብጐይታ እዩ ኺንገር ጀሚሩ፡+ በቶም ዝሰምዕዎ ኸኣ ተረጋጊጹልና፣