ገላትያ 6:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ከመይሲ፡ ሓድሽ ፍጥረት+ ደኣ እምበር፡ ግዝረት ኰነ ዘይግዝረት ረብሓ የብሉን።+ ቈሎሴ 3:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ኣብኡስ ግሪኻውን ኣይሁዳውን፡ ግዝረትን ዘይግዝረትን፡ ጓና፡ ስኪት፡* ባርያ፡ ጭዋ የልቦን፣ የግዳስ፡ ክርስቶስ ኵሉን ኣብ ኵሉን እዩ።+