ኢሳይያስ 29:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ስለዚ፡ እቲ ኣብዚ ህዝቢ እዚ ድንቂ ኣብ ልዕሊ ድንቂ ብምግባር፡ከም ብሓድሽ ዜደንቕ ነገራት ዚገብር፡ ኣነ እየ፣+ጥበብ እቶም ጥበበኛታቶም ኪጠፍእ፡ኣእምሮ እቶም ኣስተውዓልቶም እውን ኪሕባእ እዩ።”+
14 ስለዚ፡ እቲ ኣብዚ ህዝቢ እዚ ድንቂ ኣብ ልዕሊ ድንቂ ብምግባር፡ከም ብሓድሽ ዜደንቕ ነገራት ዚገብር፡ ኣነ እየ፣+ጥበብ እቶም ጥበበኛታቶም ኪጠፍእ፡ኣእምሮ እቶም ኣስተውዓልቶም እውን ኪሕባእ እዩ።”+