-
ገላትያ 2:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ብኣንጻሩ እኳ ደኣስ፡ ከምቲ ጴጥሮስ ንእተገዝሩ ኼበስር ሕድሪ እተዋህቦ፡ ንዘይተገዝሩ ኸበስሮም+ ሕድሪ ኸም እተዋህበኒ ምስ ፈለጡ፡—
-
-
ቈሎሴ 1:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 ኣነ ኣገልጋሊ እዛ ጉባኤ እዚኣ ዝዀንኩ፡ ብመጠን እቲ ቓል ኣምላኽ መሊአ ኽሰብኽ ምእንታኹም ካብ ኣምላኽ እተዋህበኒ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት እዩ፣+
-