ግብሪ ሃዋርያት 16:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ጳውሎስ ከኣ ንጢሞቴዎስ ምስኡ ኺወስዶ ደለየ፣ ኣቦኡ ግሪኻዊ ምዃኑ ዅላቶም ይፈልጡ ነበሩ እሞ፡ ስለ እቶም ኣብተን ዓድታት እቲአን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ወሲዱ ገዘሮ።+ ግብሪ ሃዋርያት 18:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ግናኸ፡ ጳውሎስ ዚኣክል መዓልትታት ምስ ጸንሐ፡ ንኣሕዋት ተሰናበቶም፣ መብጽዓ ስለ ዝነበሮ ኸኣ፡ ኣብ ክንክሬኣ+ ጸጕሪ ርእሱ ኣሕጺሩ ተቐምቂሙ፡ ምስ ጵርስኪላን ኣኪላስን ናብ ሶርያ ብመርከብ ከደ።
3 ጳውሎስ ከኣ ንጢሞቴዎስ ምስኡ ኺወስዶ ደለየ፣ ኣቦኡ ግሪኻዊ ምዃኑ ዅላቶም ይፈልጡ ነበሩ እሞ፡ ስለ እቶም ኣብተን ዓድታት እቲአን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ወሲዱ ገዘሮ።+
18 ግናኸ፡ ጳውሎስ ዚኣክል መዓልትታት ምስ ጸንሐ፡ ንኣሕዋት ተሰናበቶም፣ መብጽዓ ስለ ዝነበሮ ኸኣ፡ ኣብ ክንክሬኣ+ ጸጕሪ ርእሱ ኣሕጺሩ ተቐምቂሙ፡ ምስ ጵርስኪላን ኣኪላስን ናብ ሶርያ ብመርከብ ከደ።