ማቴዎስ 10:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ስለ ስመይ ከኣ፡ ብዅሉ ኽትጽልኡ ኢኹም፣+ እቲ ኽሳዕ መወዳእታ ዚጻወር ግና ኪድሕን እዩ።+ ፊልጲ 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ናብቲ ሸቶ ኣቢለ፡ ናብቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ ሽልማት+ ናይ ላዕሊ ጽውዓ+ ኣምላኽ እግስግስ ኣለኹ። 2 ጢሞቴዎስ 4:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡+ እቲ ጕያ ወዲአ፡+ ነታ እምነት እውን ሓልየያ እየ። 8 ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ+ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዓስቢ ዚህበኒ+ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣+ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን።
7 ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡+ እቲ ጕያ ወዲአ፡+ ነታ እምነት እውን ሓልየያ እየ። 8 ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ+ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ዓስቢ ዚህበኒ+ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣+ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን።