1 ጴጥሮስ 5:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ!+ ድያብሎስ እቲ መጻርርትኹም ዚውሕጦ ደልዩ፡ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ ዀይኑ ይዘውር ኣሎ።+ 9 እዚ መከራ እዚ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት* ከም ዚበጽሖም ፈሊጥኩም፡+ ብእምነት ጸኒዕኩም ተቓወምዎ።+
8 ቀልብኹም ሓልዉ፡ ንቕሑ!+ ድያብሎስ እቲ መጻርርትኹም ዚውሕጦ ደልዩ፡ ከም ዚጓዝም ኣንበሳ ዀይኑ ይዘውር ኣሎ።+ 9 እዚ መከራ እዚ ነቶም ኣብ ዓለም ዘለዉ ዅሎም ኣሕዋት* ከም ዚበጽሖም ፈሊጥኩም፡+ ብእምነት ጸኒዕኩም ተቓወምዎ።+