ኢሳይያስ 40:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ንድኹም ሓይሊ፡ጕልበት* ንዘይብሉ ኸኣ ምሉእ ብርታዐ ይህብ።+ ፊልጲ 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በቲ ሓይሊ ዚህበኒ ንዅሉ እኽእሎ እየ።+