1 ቈረንቶስ 10:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ነፍሲ ወከፍ፡ ጥቕሚ ኻልእ ደኣ እምበር፡ ጥቕሚ ርእሱ ኣይድለ።+ ፊልጲ 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንጥቕሚ ኻልኦት እውን እምበር፡+ ንጥቕሚ ርእስኹም ጥራይ ኣይትጠምቱ።+